ቤት ጽሕፈት ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት CGRS
Ernest Blerotstraat 39
1070 Brussels
መወከሲ ሓበሬታ
ኣድራሻታት
ኣገደስቲ ዌብ ሳይታት ንሓተቲ ዑቕባ፡
ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት (CGRS) ምስ እትደልይ ነዚ ዝስዕብ ዌብ ሳይት ክትውከስ ትኽእል፡ ብቋንቋ
ኔዘርላንድስ፡ ፈረንሳን እንግሊዘኛን እዩ።
ዑቕባ ክትሓትት ምስ እትደሊ ወይ ብዛዕባ ምጥርናፍ ስድራ ቤት ሓበሬታ ምስ እትደሊው ነዚ ዝስዕብ ዌብ ሳይት ክትውከስ ይከኣል።
ኣብ ቤልጁም ክትነብር፡ ክትምሃር፡ ክትሰርሕ፡ ክትሕከም ወይ ክትምለስ ሓበሬታ ምስ እትደልይ ድማ ነዚ ዝስዕብ ዌብ ሳይት ክትውከስ ትኽእል።
www.fedasilinfo.be
ጥርዓን ወይ ይግባይ (Appeal) እንተድኣ ኣለካ ድማ ነዚ ዝስዕብ ዌብ ሳይት ተወከስ።
www.rvv-cce.be
ጠበቓ / Advocaat ምስ እትደሊ ድማ ነዚ ዝስዕብ ዌብ ሳይት ተወከስ።
www.advocaat.be
www.avocats.be